ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ትሑት ክትከውን ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧
ዮስያስ ንየሆዋ ኼሐጕሶ ደልዩ (2ነገ 22:1-5)
ንጌጋታት እቲ ህዝቢ ብትሕትና ተኣሚኑ (2ነገ 22:13፣ w00 15/9 29-30)
ዮስያስ ትሑት ስለ ዝነበረ፡ የሆዋ ባሪኽዎ (2ነገ 22:18-20፣ w00 15/9 30 ¶2)
መምርሒኡ ብትሕትና እንተ ደሊና፡ ክንጋገ ኸለና ድማ ጌጋና ኣሚንና ኸነዐርዮ እንተ ጽዒርና፡ ስምረት የሆዋ ኽንረክብ ንኽእል ኢና።—ያእ 4:6።