ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ

ዜጕሂ ነገራት እናሃለወ ኽነሱ፡ ሓጐስካ ዓቅብ

ዳዊት ንየሆዋ ውቅብቲ ቤት መቕደስ ኪሃንጸሉ ተሃንጥዩ ነይሩ (1ዜና 17:1, 2w06 15/7 19 ¶1)

የሆዋ ንዳዊት ‘ንስኻ ቤት መቕደስ ኣይክትሃንጸለይን ኢኻ’ ኢልዎ (1ዜና 17:4)

ዳዊት ኣብቲ የሆዋ ዝሃቦ ዕዮ ኣተኲሩ (1ዜና 17:7፣ 18:14)

ብምኽንያት ዕድመ፡ ጥዕና ወይ ካልእ ረቛሒታት ንሓደ ሓላፍነት ዘይትበቅዕ እንተ ዄንካ፡ ኣብቲ እትኽእሎ ነገራት ጥራይ ኣተኵር።—ግብ 18:5w21.08 22-23 ¶11