23-29 ጥሪ
1 ዜና መዋእል 4-6
መዝሙር 42ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ጸሎተይ ብዛዕባይ እንታይ ይሕብር፧”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ዜና 5:10—እቲ ኣብ ልዕሊ ሃግራውያን እተረኸበ ዓወት፡ ኣጸጋሚ ዅነታት ኬጋጥመና ኸሎ ዜተባብዓና ብኸመይ እዩ፧ (w05 1/10 9 ¶7)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 6:61-81 (th መጽናዕቲ 2)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ምላሽ ሃበሉ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 14)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 08 ጽማቍን ክለሳን ሸቶን (th መጽናዕቲ 9)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ንህጹጽ ሕክምና ሕጂ ተዳሎ”፦ (15 ደቒቕ) ብቪድዮን ብምይይጥን ዚቐርብ። ብሽማግለ ዚቐርብ። እታ ቪድዮ ምስ ተራእየት እተወሰነ ሓሳባት ምእንቲ ኺውሃብ ግዜ ሃብ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 18 ¶16-25
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 150ን ጸሎትን