ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ዳዊት ንሰለሞን፡ ኢደ ጥበበኛታትን ንህንጸት ቤተ መቕደስ ዚኸውን ናውትን የዳልወሉ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም

መንእሰያት ኣሳልጦ ምእንቲ ኺረኽቡ ሓግዞም

ዳዊት፡ ሰሎሞን ብሓገዝ የሆዋ ነቲ ቤት መቕደስ ብሓላፍነት ከም ዜህንጾ ይፈልጥ ነይሩ እዩ (1ዜና 22:5w17.01 29 ¶8)

ዳዊት ንሰሎሞን ኣብ የሆዋ ተወኪሉ ዕዮኡ ኺፍጽም ኣተባቢዕዎ (1ዜና 22:11-13)

ዳዊት ንሰሎሞን ምሉእ ብምሉእ ሓጊዝዎ (1ዜና 22:14-16w17.01 29 ¶7፣ ስእሊ ገበር ርአ)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ኣብ ጉባኤይ ንዘለዉ መንእሰያት ኣብ ኣገልግሎት የሆዋ ሓጐስን ኣሳልጦን ኪረኽቡ ብኸመይ ክሕግዞም እኽእል፧’—w18.03 11-12 ¶14-15