30 ጥሪ–5 ለካቲት
1 ዜና መዋእል 7-9
መዝሙር 84ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ዜና 9:33—እዛ ፍቕዲ፡ ሙዚቃ ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ኣገዳሲ ግደ ኸም ዘለዎ ኽንርዳእ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧ (w10 15/12 21 ¶6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 7:1-13 (th መጽናዕቲ 10)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካርድ ኣድራሻ jw.org ሃብ። (th መጽናዕቲ 16)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ካብ ናውቲ ትምህርቲ ሓንቲ ሕታም ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 20)
መደረ፦ (5 ደቒቕ) w21.06 3-4 ¶3-8—ፍረ ነገር፦ ንተምሃራይካ፡ ነቲ እተማህሮ ኺትግብሮ ሓግዞ። (th መጽናዕቲ 13)
ክርስትያናዊ ህይወት
“የሆዋ ኣብ መከራና ይድግፈና”፦ (15 ደቒቕ) ብቪድዮን ብምይይጥን ዚቐርብ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr 5ይ ክፋል፡ ምዕ. 19 ¶1-6፡ መእተዊ ቪድዮ፡ ሳጹን 19ሀ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 87ን ጸሎትን