ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ

ብሓገዝ የሆዋ በዳሂ ዕዮ ኽትፍጽም ትኽእል ኢኻ

እቶም ሌዋውያን ሓለውቲ ኣፍ ደገ ሓደ ዓብዪ መዝነት እዩ ተዋሂብዎም ነይሩ (1ዜና 9:26,27w05 1/10 9 ¶8)

ብግዜ ሙሴ፡ ፊንሃስ ሓለቓ ሓለውቲ ኣፍ ደገ እቲ ማሕደር እዩ ነይሩ (1ዜና 9:17-20ሀ)

የሆዋ ንፊንሃስ ዕዮኡ ኺፍጽም ሓጊዝዎ (1ዜና 9:20ለw11 15/9 32 ¶7)

የሆዋ ብዙሕ ኣገዳሲ ዕዮ ይህበና እዩ። ንሓደ ዕዮ ብኸመይ ከም እትዓይዮ ርግጸኛ እንተ ዘይኴንካ፡ ናብ የሆዋ ጸሊ ኸምኡ እውን ካብ ሓደ ብሱል ክርስትያን ሓገዝ ድለ።—ፊል 2:13