6-12 ለካቲት
1 ዜና መዋእል 10-12
መዝሙር 94ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
1ዜና 12:33—እቶም 50,000 ሰብ ዛብሎን እንታይ ሰናይ ኣብነት እዮም ሓዲጎም፧ (it-1 1058 ¶5-6)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 1ዜና 11:26-47 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 12)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። መጽሓፍ ቅዱስ ኬጽንዕ ዓድሞ፣ ነታ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ብኸመይ እዩ ዚምራሕ፧ ዘርእስታ ቪድዮ ኣፋልጥ። (ነታ ቪድዮ ኣይትወልዓያ) (th መጽናዕቲ 6)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 09 መእተውን ነጥቢ 1-3ን (th መጽናዕቲ 18)
ክርስትያናዊ ህይወት
“ኣተሓሳስባ ኣምላኽ ተምሃር”፦ (10 ደቒቕ) ብቪድዮን ብምይይጥን ዚቐርብ።
“ንእዋን በዓል ዝኽሪ ዚኸውን ሸቶ ኣውጽእ”፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 19 ¶7-15
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 96ን ጸሎትን