ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል

ፍቓድ ኣምላኽ ንምግባር ዘሎካ ባህጊ ኣሐይል

ሳኦል ስለ ዘይተኣዘዘ፡ የሆዋ ንዒቕዎ (1ዜና 10:13, 14)

የሆዋ ንዳዊት ኣብ ክንዲ ሳኦል ኪነግስ ሓርይዎ (1ዜና 11:3)

ዳዊት ዘይከም ሳኦል ብሕግታትን ስርዓታትን የሆዋ ኺምራሕ ፈቒዱ (1ዜና 11:15-19w12 15/11 6 ¶12-13)

ዳዊት ፍቓድ ኣምላኽ ምግባር ይፈቱ ነይሩ። (መዝ 40:8) ንሕና እውን ቅኑዕ ዘበለ ንምግባር ኣረኣእያ የሆዋ ብምስዓብ ተመሳሳሊ ባህጊ ኸነማዕብል ንኽእል ኢና።—መዝ 25:4w18.06 17 ¶5-6