9-15 ጥሪ
2 ነገስት 24-25
መዝሙር 60ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ”፦ (10 ደቒቕ)
መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
2ነገ 24:3, 4—እዘን ፍቕድታት ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህራና፧ (w05 1/8 12 ¶2)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ) 2ነገ 24:1-17 (th መጽናዕቲ 11)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ቪድዮ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ መጽሓፍ ቅዱስ—1ዮሃ 5:14 ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ነታ ቪድዮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ዕረፍቲ ደው ኣቢልካ፡ ኣብታ ቪድዮ ንዘሎ ሕቶታት ንሰማዕቲ ሕተቶም።
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ። (th መጽናዕቲ 15)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር፡ ብብሮሹር ንዘለኣለም ብህይወት ንበር! ትምህርቲ 01 ጌርካ ድማ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ኣጀምር። (th መጽናዕቲ 19)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (15 ደቒቕ)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) rr ምዕ. 18 ¶1-8፡ መእተዊ ቪድዮ
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ)
መዝሙር 148ን ጸሎትን