ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
ንናይ ህጹጽነት ስምዒትካ ዓቅቦ
የሆዋ ንህዝቢ ይሁዳ በቲ እኩይ ተግባሮም እንተ ቐጺሎም ከም ዚነጽጐም ንሓያሎ ዓመታት ኣጠንቂቕዎም (2ነገ 24:2, 3፣ w01 15/2 12 ¶2)
ብ607 ቅ.ክ. የሆዋ ንየሩሳሌም ንምጥፋእ ባቢሎናውያን ተጠቒሙ (2ነገ 25:8-10፣ w07 15/3 11 ¶10)
የሆዋ ነቶም መጠንቀቕታኡ ዝሰምዑ ህዝቢ ንሒፍዎም (2ነገ 25:11)
የሆዋ ነቶም “ንኣምላኽ ዘይፈርሁ” ተቐማጦ ምድሪ ኸም ዚፈርዶም ንሓያሎ ዓመታት ኣጠንቂቑ እዩ።—2ጴጥ 3:7።
ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ካልኦት ነቲ ኣምላኽ ዚህቦ መጠንቀቕታ ኣብ ግብሪ ኼውዕሉ ንምሕጋዝ ንዝረኸብክዎ ኣጋጣሚ ዅሉ እጥቀመሉ ድየ፧’—2ጢሞ 4:2።