ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1-7 ጥሪ

እዮብ 32–33

1-7 ጥሪ

መዝሙር 102ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ኤሊሁ፡ እዮብ ስምዒቱ ኽገልጸሉ ኸሎ ብድንጋጽ ይሰምዖ

1. ንእተጨነቑ ኣጸናንዕ

(10 ደቒቕ)

ንኻልኦት ከም ፈተውቲ ጌርካ ሓዞም (እዮ 33:1it-1 710)

ደንጋጺ ደኣ እምበር፡ ፈራዲ ኣይትኹን (እዮ 33:6, 7w14 15/6 25 ¶8-10)

ቅድሚ ምዝራብካ፡ ከም ኤሊሁ ስማዕን ሕሰብን (እዮ 33:8-12, 17w20.03 23 ¶17-18፣ ኣብ ገበር ዘላ ስእሊ ርአ)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • እዮ 33:25—እዛ ፍቕዲ እዚኣ፡ ምስ እንኣርግ ብዛዕባ ትርኢትና ሚዛናዊ ኣርኣእያ ኽንሕዝ እትሕግዘና ብኸመይ እያ፧ (w13 15/1 19 ¶10)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ተገዳስነት—የሱስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ን​lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 1-2 ተመያየጡሉ።

5. ተገዳስነት—ንየሱስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 3-5 ከምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 116

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 54ን ጸሎትን