ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

12-18 ለካቲት

መዝሙር 5–7

12-18 ለካቲት

መዝሙር 118ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ተግባራት ካልኦት ብዘየገድስ፡ እሙን ኩን

(10 ደቒቕ)

ኣብ ሓደ እዋን፡ ዳዊት ብተግባር ካልኦት ጕህዩ ነይሩ (መዝ 6:6, 7)

ሓገዝ ንምርካብ ናብ የሆዋ ጠሚቱ (መዝ 6:2, 9w21.03 15 ¶7-8)

ዳዊት እቲ ንየሆዋ ዘለዎ ድልዱል እምነት፡ ንዕኡ እሙን ኪኸውን ሓጊዝዎ (መዝ 6:10)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ተግባራት ካልኦት ብዘየገድስ፡ ንየሆዋ እሙን ምእንቲ ኪኸውን፡ ድልዱል እምነት ኣሎኒ ድዩ፧’—w20.07 8-9 ¶3-4

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 5:9—እኩያት ጐረሮኦም ክፉት መቓብር ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (it-1 995)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 3)

5. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ጥቕሲ መጽሓፍ ቅዱስ ከይጠቐስካ፡ ባህርያዊ ብዝዀነ መገዲ ነቲ ሰብ ናይ የሆዋ ምስክር ምዃንካ ኺፈልጥ ግበሮ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(2 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ኪካትዓካ ይደሊ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 5)

7. እምነትካ ግለጽ

(4 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq 64—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣብ ሃገራዊ ጽምብላት ዘይካፈሉ ስለምንታይ እዮም፧ (lmd ትምህርቲ 3 ነጥቢ 4)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 99

8. ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት

(15 ደቒቕ) ምይይጥ። ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ነቲ ኣብ ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2023 ዝፈጸምዎ ኻልእ ኣወንታዊ መዳያት ኬጕልሑ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 83ን ጸሎትን