ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

5-11 ለካቲት

መዝሙር 1-4

5-11 ለካቲት

መዝሙር 150ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ኣብ ጐድኒ መንግስቲ ኣምላኽ ቍም

(10 ደቒቕ)

[ነታ መእተዊ መዝሙር ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ]

ሰብኣውያን መንግስትታት ጸላእቲ መንግስቲ ኣምላኽ ኰይኖም (መዝ 2:2w21.09 15 ¶8)

የሆዋ ንዅሎም ሰባት ኣብ ጐድኒ መንግስቱ ኪቘሙ ሓጺር ግዜ ሂብዎም ኣሎ (መዝ 2:10-12)

ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተታ፡ ‘ዋላ እኳ መከራ ዜምጽኣለይ እንተ ዀነ፡ ገለልትነተይ ብምሕላው ኣብ ኵሉ ፖለቲካዊ ጕዳይ ከይኣቱ ቘሪጸ ድየ፧’—w16.04 29 ¶11

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 1:4—እኩያት “ከምቲ ንፋስ ዚብትኖ ብቝቡቝ” ዚዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (it-1 425)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ባህርያዊ—ፊልጶስ እንታይ ገይሩ፧

(7 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ንlmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 1-2 ተመያይጡሉ።

5. ባህርያዊ—ንፊልጶስ ምሰሎ

(8 ደቒቕ) ኣብ lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 3-5 ኸምኡ ድማ “ኣብዚ እውን ርአ” ተመርኲስካ ዚግበር ምይይጥ።

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 32

6. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

7. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 61ን ጸሎትን