ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

10-16 ለካቲት

መዝሙር 147–150

10-16 ለካቲት

መዝሙር 12ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. ንያህ እንውድሰሉ ሓያሎ ምኽንያታት ኣሎና

(10 ደቒቕ)

ንሱ ንነፍሲ ወከፍና ይሓልየልና (መዝ 147:3, 4w17.07 18 ¶5-6)

ይድንግጸልናን በታ ሓያል ኢዱ ገይሩ ይሕግዘናን (መዝ 147:5w17.07 18 ¶7)

ህዝቡ ኽንከውን ፍሉይ መሰል ሂቡና (መዝ 147:19, 20w17.07 21 ¶18)


ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሐተታ፡ ‘ንየሆዋ ኽውድሶ ዚድርኸኒ እንታይ ካልእ ነገራት ኣሎ፧’

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 148:1, 10—“ኣኽናፍ” ዘለወን ኣዕዋፍ ንየሆዋ ዚውድሳኦ ብኸመይ እየን፧ (it-1 316)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ኣብ በቤት። እቲ ብዓል ቤት ምስ ሕዱር ሕማም ይቃለስ ከም ዘሎ ይነግረካ። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(4 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ነቲ ሰብ ኣብ ቀረባ ግዜ ኣብ ኣኼባ እተምሃርካዮ ኽትነግሮ ኣጋጣሚ ኣናዲ። (lmd ትምህርቲ 4 ነጥቢ 3)

6. መደረ

(5 ደቒቕ) w19.03 10 ¶7-11—ፍረ ነገር፦ ንየሱስ ስማዕ —ብስራት ኣበስር። ስእሊ ርአ። (th መጽናዕቲ 14)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 159

7. ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት

(15 ደቒቕ) ምይይጥ።

ካብ ቤት ጽሕፈት ጨንፈር እተላእከ ምልክታ ዓመታዊ ጸብጻብ ኣገልግሎት ምስ ኣንበብካ፡ ነቲ ኣብ ዓለምለኻዊ ጸብጻብ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ዓመት ኣገልግሎት 2024 ዝፈጸምዎ ኻልእ ኣወንታዊ መዳያት ኬጕልሑ ንሰማዕቲ ዓድሞም። ዓሚ ኣብ ኣገልግሎት ዜተባብዕ ተመክሮ ንዝረኸቡ ኣቐዲምካ ዝሓረኻዮም ኣስፋሕቲ ቓለ መጠይቕ ግበረሎም።

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 37ን ጸሎትን