ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

13-19 ጥሪ

መዝሙር 135–137

13-19 ጥሪ

መዝሙር 2ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

1. “ጐይታና ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ይዓቢ”

(10 ደቒቕ)

የሆዋ ንዅሉ ፍጥረታት ከም ዚቈጻጸሮ ኣርእዩ እዩ (መዝ 135:5, 6it-2 661 ¶4-5)

ንሱ ንህዝቡ ይጣበቐሎም (ዘጸ 14:29-31፣ መዝ 135:14)

ንሱ ኽንድቈስ ከለና ይድግፈና (መዝ 136:23w21.11 6 ¶16)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • መዝ 135:1, 5—እታ “ያህ” እትብል ቃል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ብዙሕ ሳዕ እተጠቕሰት ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 1248)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(3 ደቒቕ) ዘይወግዓዊ ምስክርነት። ተገዳስነት ንዘሕደረ ሰብ ቍጽሪ ተሌፎንካ ሃቦ ናቱ ድማ ተቐበል። (lmd ትምህርቲ 2 ነጥቢ 4)

5. ንግዱሳት ምክትታል

(4 ደቒቕ) ኣብ በቤት። ነቲ ብዓል ቤት ናብ ኣኼባ ዓድሞ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 4)

6. እምነትካ ምግላጽ

(5 ደቒቕ) መርኣያ። ijwfq ዓንቀጽ 7—ፍረ ነገር፦ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ክርስትያናት ድዮም፧ (th መጽናዕቲ 12)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 10

7. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

8. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 90ን ጸሎትን