ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

17-23 ለካቲት

ምሳሌ 1

17-23 ለካቲት

መዝሙር 88ን ጸሎትን | መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

ወዲ ሰሎሞን ፍቕራዊ ማዕዳ ኣቦኡ ጽን ኢሉ ይሰምዕ

1. ኣቱም መንእሰያት፡ ንመን ኢኹም እትሰምዑ፧

(10 ደቒቕ)

[መእተዊ ምሳሌ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዕ]

ጥበበኛ ኹን፡ ንወለድኻ እውን ስማዕ (ምሳ 1:8w17.11 29 ¶16-17፣ ኣብ ዘላ ስእሊ ርአ)

ንገበርቲ እከይ ኣይትስምዓዮም (ምሳ 1:10, 15w05 15/2 20 ¶11-12)

2. መንፈሳዊ ሃብቲ

(10 ደቒቕ)

  • ምሳ 1:22—እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዘሎ “ዓሻ” ዚብል ቃል ብሓፈሻ ንመን እዩ ዜመልክት፧ (it-1 846)

  • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

3. ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

4. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። እቲ ሰብ ኪካትዓካ ይደሊ። (lmd ትምህርቲ 6 ነጥቢ 5)

5. ዝርርብ ምጅማር

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ተገዳስነት ንዘሕደረ ሰብ ቍጽሪ ተሌፎንካ ሃቦ ናቱ ድማ ተቐበል። (lmd ትምህርቲ 1 ነጥቢ 5)

6. ንግዱሳት ምክትታል

(2 ደቒቕ) ብግህዶ ዚግበር ምስክርነት። ነቲ ብዓል ቤት መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንገብረሉ መደብ ግለጸሉ፡ ካርድ ኣድራሻ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ድማ ሃቦ። (lmd ትምህርቲ 9 ነጥቢ 5)

7. ደቀ መዛሙርቲ ምግባር

(5 ደቒቕ) lff ትምህርቲ 16 ነጥቢ 6። ተኣምራት የሱስ ናይ ሓቂ ምዃኑ ንዚጠራጠር ተምሃራይካ፡ ካብ “ዳህስስ” ሓንቲ ዓንቀጽ ኣርእዮ። (th መጽናዕቲ 3)

ክርስትያናዊ ህይወት

መዝሙር 89

8. ነታ ጉባኤ ዜድሊ

(15 ደቒቕ)

9. መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ

(30 ደቒቕ) bt ምዕ. 22 ¶15-21

መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ) | መዝሙር 80ን ጸሎትን