ቅድም መንግስቲ ኣምላኽ ብቐጻሊ ድለዩ
የሱስ ኣብታ ኣብነት እትዀነና ጸሎት፡ ብቐዳምነት ኬገድሰና ዘለዎ ምስ ዕላማ የሆዋ ዚተሓሓዝ ነገራትን መንግስቲ ኣምላኽን ምዃኑ ሓቢሩ እዩ።
-
ስም ኣምላኽ
መንግስቲ ኣምላኽ
ፍቓድ ኣምላኽ
-
ናይ ዕለት እንጌራ
ሕድገት ሓጢኣት
ካብ ፈተና ምድሓን
ምስ መንግስቲ ኣምላኽ ዚተሓሓዝ ክጽልየሉ ዝኽእል ገለ ነገራት፦
-
ዕዮ ስብከት ኬስፋሕፍሕ
-
መንፈስ ኣምላኽ መስጐጕቲ ንዜጋጥሞም ዘሎ ኣሕዋት ኪድግፎም
-
ኣምላኽ ንሓደ ቲኦክራስያዊ ዕዮ ህንጸት ወይ ንወፈራታት ስብከት ኪባርኾ
-
እቶም ዚመርሑና ጥበብን ብርታዐን ኣምላኽ ኪረኽቡ
-
ካልእ