ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

29 ጥሪ–4 ለካቲት

ማቴዎስ 10-11

29 ጥሪ–4 ለካቲት
  • መዝሙር 4ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሱስ ዕረፍቲ የምጽእ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 10:29, 30—የሆዋ ንነፍሲ ወከፍና ኣዝዩ ኸም ዚግደሰልና የሱስ ኣረጋጊጹልና እዩ፣ ነዚ ምፍላጥና ዕረፍቲ የምጽኣልና (“ጨራሩ፡” “ብዘይትረብሕ ሳንቲም፡” “ኵለን ጸጕሪ ርእስኹም እኳ ተቘጺረን እየን” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕትን “ጭሩ” ሚድያን ኣብ ማቴ 10: 29, 30)

    • ማቴ 11:28—ንየሆዋ ምግልጋል ዕረፍቲ የምጽእ (“ጾር ዝኸበደኩም፡” “ከዕርፈኩም እየ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 11: 28)

    • ማቴ 11:29—ንስልጣንን ንመምርሕን ክርስቶስ ምስ እንግዛእ ዕረፍቲ ንረክብ (“ኣርዑተይ ጹሩ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 11: 29)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 11:2, 3—ዮሃንስ መጥምቕ ነዛ ሕቶ እዚኣ ዝሓተተ ስለምንታይ እዩ፧ (jy 96 ¶2-3)

    • ማቴ 11:16-19—ነዘን ጥቕስታት እዚአን ብኸመይ ክንርድአን ኣሎና፧ (jy 98 ¶1-2)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 11:1-19

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ርአ።

  • ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕስን ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን ሕቶን ምረጽ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 45-46 ¶15-16—ናብ ኣኼባ ዓድሞ።

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • መዝሙር 87

  • ‘ንዚጽዕሩን ጾር ንዝኸበዶምን’ ዕረፍቲ ተምጽኣሎም፦ (15 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያ ድሕሪኡ፡ ነዚ ዚስዕብ ሕቶታት ተመያየጡሉ፦

    • ንገሊኦም ዕረፍቲ ኸም ዜድልዮም ዝገበረ ፍጻመታት እንታይ እዩ፧

    • የሆዋን የሱስን ብውድብ ኣቢሎም ዕረፍቲ ዚህቡ ብኸመይ እዮም፧

    • ቅዱሳት ጽሑፋት ምንጪ ዕረፍቲ ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧

    • ነፍሲ ወከፍና ንኻልኦት ዕረፍቲ ኸነምጽኣሎም እንኽእል ብኸመይ ኢና፧

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 7 ሕ.ጽ. 10-18፡ “መደባት ዳብልዩ.ቢ.ቢ.ኣር.” ዘርእስታ ሳጹን “ኣገዳሲ ዓብዪ ኣኼባ” ዘርእስታ ሳጹን

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 10ን ጸሎትን