ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

8-14 ጥሪ

ማቴዎስ 4-5

8-14 ጥሪ
  • መዝሙር 82ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሱስ ኣብ ከረን ካብ ዝሃቦ ስብከት እንረኽቦ ትምህርቲ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ማቴ 5:3—መንፈሳዊ ነገራት ንሃርፍ እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“ሕጉሳት፡” “መንፈሳዊ ነገራት ዚሃርፉ” nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:3)

    • ማቴ 5:7—መሓርትን ርሕሩሓትን እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“መሓርቲ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:7)

    • ማቴ 5:9—ገበርቲ ሰላም እንተ ዄንና፡ ሕጉሳት ንኸውን (“ገበርቲ ሰላም” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 5:9 w07 1/12 17)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ማቴ 4:9—ሰይጣን ንየሱስ እንታይ ኪገብር እዩ ፈቲንዎ፧ (“ሰጊድካለይ” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 4:9)

    • ማቴ 4:23—የሱስ ዝገበሮ ኽልተ ኣገዳሲ ንጥፈታት እንታይ እዩ፧ (“እናመሃረን . . . እናሰበኸን” nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ ኣብ ማቴ 4:23)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ማቴ 5:31-48

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ርአ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w16.03 31-32—ፍረ ነገር፦ ሰይጣን ንየሱስ ኪፍትኖ ኸሎ፡ ብኣካል ናብ ቤተ መቕደስ ወሲድዎ ድዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት