ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ መጽሓፍ ቅዱስ ሎሚ እውን ጠቓሚ ድዩ፧ ጥቕሲ፦ 2ጢሞ 3:16 ንዚቕጽል፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መልእኽቲ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ ማቴ 6:10 ንዚቕጽል፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧ ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መንግስቲ ኣምላኽ እንታይ ክትገብር እያ፧ ጥቕሲ፦ ዳን 2:44 ንዚቕጽል፦ እዚ ኣብ ልዕሊ ምድሪ እንታይ ጽልዋ ኺህልዎ እዩ፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ጥሪ 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ጥሪ 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/1add6d1d93/images/syn_placeholder_sqr.png