ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

10-16 ጥቅምቲ

ምሳሌ 7-11

10-16 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 32ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ልብኹም . . . ኣየልግስ”፦ (10 ደቒቕ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ምሳ 9:7-9—ንምኽሪ እንህቦ ምላሽ ብዛዕባና እንታይ ይሕብር፧ (w01 15/5 29-30)

    • ምሳ 10:22—ኣብዚ ግዜና በረኸት የሆዋ እንታይ የጠቓልል፧ (w06 15/5 26-30 ¶3-16)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ይምህረኒ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብክዎ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ኽጥቀመሉ ዝኽእል እንታይ ነጥብታት ረኺበ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ካብኡ ንታሕቲ) ምሳ 8:22–9:6

ክርስትያናዊ ህይወት

  • መዝሙር 52

  • መዛኑኻ እንታይ ይብሉ—ሞባይል ተሌፎን (ምሳ 10:19)፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ—ሞባይል ተሌፎን ዘርእስታ ቪድዮ ብምውላዕ ጀምር። (ቪድዮ ኣብ ትሕቲ ዚብል ክፋል፡ OUR MEETINGS AND MINISTRY ርአ።) ድሕሪኡ፡ ነታ፡ ዋት ሹድ ኣይ ኖው ኣባውት ቴክስቲንግ፧(ብዛዕባ እቲ ብሞባይል ዚለኣኽ መልእኽቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧) ዘርእስታ ኣብ jw.org እትርከብ ዓንቀጽ ተመያየጡላ። ነቲ “ቴክቲንግ ቲፕስ” (ምኽሪ) ኣብ ትሕቲ ዚብል ንኡስ ኣርእስቲ ዚርከብ ነጥብታት ኣጕልሓዮ።

  • መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) lv ምዕ. 17 ሕ.ጽ. 1-10

  • ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)

  • መዝሙር 152ን ጸሎትን

    መዘኻኸሪ፦ ቅድሚ ምዝማርኩም፡ ነቲ ሙዚቃ ብምሉኡ ሓንሳእ ስምዕዎ