ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ምሳሌ 17-21 ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር ኣጻውት ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር ኣብ መንጎ ህዝቢ የሆዋ ዘሎ ሰላም፡ ብሃንደበት ዝመጸ ኣይኰነን። ዘይምስምማዕ ኬጋጥም ከሎ ስምዒትካ ምቍጽጻር ሓያል ኪኸውን ዚኽእል እኳ እንተ ዀነ፡ እቲ ኻብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ ምኽሪ ግና ኣዝዩ ዝሓየለ እዩ። ጸገማት ኬጋጥም ከሎ፡ እሙናት ክርስትያናት በዚ ዚስዕብ መገድታት ሰላም ይገብሩ . . . 19:11 ህድእ ብምባል 18:13, 17 ምላሽ ቅድሚ ምሃቦም ምሉእ ዝርዝር ሓበሬታት ከም ዝሓዙ ብምርግጋጽ 17:9 ንኣባሲ ብፍቕሪ ይቕረ ብምባል ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር ትግርኛ ምስ ካልኦት ሰባት ብሰላም ንበር https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202016371/univ/art/202016371_univ_sqr_xl.jpg