ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮኤል 1-3 ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’ ኣጻውት ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’ 2:28, 29 ቅቡኣት ክርስትያናት ኣብ ዕዮ ትንቢት እጃሞም የበርክቱ እዮም። “ብዛዕባ እቲ ዓብዪ ግብሪ ኣምላኽ” ይዛረቡ፡ “ብስራት መንግስቲ” ድማ ይእውጁ እዮም። (ግብ 2:11, 17-21፣ ማቴ 24:14) እቶም ካልኦት ኣባጊዕ እውን ኣብዚ ዕዮ እዚ ይድግፍዎም እዮም 2:32 ስም የሆዋ ምጽዋዕ ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ ስሙ ምፍላጥ ስሙ ምኽባር ኣብቲ ነቲ ስም እቲ ጾይሩ ዘሎ ኣካል ምውካል ንርእስኻ ኸምዚ ዚስዕብ ኢልካ ሕተት፦ ‘ንቕቡኣት ኣብ ዕዮ ትንቢት ብኸመይ ክድግፎም እኽእል፧’ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’ ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’ ትግርኛ ‘ኣወዳትኩምን ኣዋልድኩምን ኪንበዩ እዮም’ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/202017373/univ/art/202017373_univ_sqr_xl.jpg