ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

1-7 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 9-10

1-7 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 25ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • የሱስ ንኣባጊዑ ይሓልየለን”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 10:1-3, 11, 14—“እቲ ሕያዋይ ጓሳ” ዝዀነ የሱስ ንኣባጊዑ ብውልቂ ይፈልጠንን ድሌተን የማልኣለንን እዩ (nwtsty፡ ሚድያw11 15/5 7-8 ¶5)

    • ዮሃ 10:4, 5—እተን ኣባጊዕ ንድምጺ የሱስ እምበር ንድምጺ ጓና ኣይፈልጣን (cf 124-125 ¶17)

    • ዮሃ 10:16—ኣባጊዕ የሱስ ሓድነት ኣለወን (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 9:38—እቲ ዕዉር ዝነበረ ሰብኣይ እንታይ ስለ እተገንዘበ እዩ ንየሱስ ዝሰገደሉ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 10:22—በዓል ወፈያ ናይ ምንታይ በዓል እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 9:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

ክርስትያናዊ ህይወት