ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

15-21 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 13-14

15-21 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 100ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ኣርኣያ ሂበኩም ኣለኹ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 13:5—የሱስ፡ ኣእጋር ደቀ መዛሙርቲ ሓጸበ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 13:12-14—እቶም ደቀ መዛሙርቲ፡ ‘ኣእጋር ሓድሕዶም ኪሓጽቡ’ ግዴታ ነበሮም (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 13:15—ኵሎም ደቀ መዛሙርቲ የሱስ፡ ነታ ንሱ ዘርኣያ ትሕትና ኺስዕቡ ኣለዎም (w99 1/3 31 ¶1)

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 14:6—የሱስ፡ “መገድን ሓቅን ህይወትን” ዝዀነ ብኸመይ እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 14:12—እቶም ብየሱስ ዚኣምኑ ኻብ ናቱ “ዚዓቢ ግብርታት” ዚገብሩ ብኸመይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 13:1-17

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ብዘይ ወግዓዊ መገዲ ኽትምስክር ከለኻ፡ ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ኻልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

ክርስትያናዊ ህይወት