22-28 ጥቅምቲ
ዮሃንስ 15-17
መዝሙር 129ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“ካብ ዓለም ኣይኰንኩምን”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ዮሃ 17:21-23—ሰዓብቲ የሱስ “ሓደ” ዝዀኑ ብኸመይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)
ዮሃ 17:24—“ምስራት ዓለም” ኪብሃል ከሎ እንታይ ማለት እዩ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)
ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 17:1-14
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።
ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕሲ ምረጽ። ድሕሪኡ ንመጽናዕቲ ዚኸውን ሕታም ዓድል።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 14 ¶3-4
ክርስትያናዊ ህይወት
“ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ነቲ ባህ ዜብል ሓድነት ሓልዎ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ኣይትቀየም ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ግዜ ብዚፈቕደልካ መጠን ነታ “ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 1-6፡ “ኣብዚ ግዜና ዝገበርናዮ ናይ ፈለማ ዓብዪ ዕዮ ረድኤት”፣ “ንሓደጋ ዚግበር ምድላው”፣ “ሓደጋ ኼጋጥም ከሎ” ዘርእስተን ሳጹናት
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 107ን ጸሎትን