29 ጥቅምቲ–4 ሕዳር
ዮሃንስ 18-19
መዝሙር 54ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“የሱስ ንሓቂ መስኪሩ”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 18:1-14
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ ነቲ ብዓል ቤት ወብ ሳይት jw.org ኣርእዮ።
ሳልሳይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ናይ ርእስኻ ጥቕስን ንዚቕጽል ምብጻሕ ዚኸውን ሕቶን ምረጽ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) fg ትምህርቲ 14 ¶6-7
ክርስትያናዊ ህይወት
“ናይ ሓቂ ክርስትያናት ብፍቕሪ ይልለዩ—ብሓቂ ተሓጐስ”፦ (15 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ‘ንሓድሕድኩም ፍቕሪ ትሃሉኹም’—ብዓመጻ ዘይኰነስ፡ ብሓቂ ተሓጐስ ዘርእስታ ቪድዮ ወልዓያ። ግዜ ብዝፈቐደልካ መጠን ከኣ፡ ነታ “ንምስትንታን ዚኸውን ኣብነታት መጽሓፍ ቅዱስ” ዘርእስታ ሳጹን ተመያየጡላ።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ) kr ምዕ. 20 ሕ.ጽ. 7-16፡ “ንሰራሕተኛታት ረድኤት ዚሕግዝ ተወሳኺ ንዋት” ዘርእስታ ሳጹን
ክለሳን ጽማቝ ትሕዝቶ ዚቕጽል ሰሙንን (3 ደቒቕ)
መዝሙር 124ን ጸሎትን