ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ | ዮሃንስ 18-19

የሱስ ንሓቂ መስኪሩ

የሱስ ንሓቂ መስኪሩ

18:36-38ሀ

የሱስ ብዛዕባ ዕላማ ኣምላኽ ሓቂ መስኪሩ

  • ብቓል፦ ብዛዕባ ሓቂ መንግስቲ ኣምላኽ ብቕንኣት ሰቢኹ

  • ብግብሪ፦ ህይወቱ፡ ትንቢታዊ ቓል ኣምላኽ ሓቂ ምዃኑ ኣረጋጊጹ

ንሕና እውን ደቀ መዛሙርቲ የሱስ ስለ ዝዀንና፡ ንሓቂ ንምስክር ኢና

  • ብቓል፦ ኣደዳ ላግጺ እውን እንተ ዀንና፡ ብዛዕባ እታ ቘይማ ዘላ ክርስቶስ ዝንጉሳ መንግስቲ ኣምላኽ፡ ብስራት ብቕንኣት ንሰብኽ ኢና

  • ብግብሪ፦ ገለልትነትና ብጹኑዕ ብምሕላውን ንኣምላኽ ብዜኽብር ኣካይዳ ብምምልላስን ንንግስነት ክርስቶስ ከም እንድግፍ ነርኢ ኢና