ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ናብ ትሕዝቶ ኺድ

8-14 ጥቅምቲ

ዮሃንስ 11-12

8-14 ጥቅምቲ
  • መዝሙር 16ን ጸሎትን

  • መእተዊ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)

ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ

  • ንርሕራሐ የሱስ ቅድሓዮ”፦ (10 ደቒቕ)

    • ዮሃ 11:23-26—የሱስ ንማርታ ኣጸናንዓ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ ኣብ ዮሃ 11:24, 25)

    • ዮሃ 11:33-35—የሱስ፡ ማርታን ካልኦት ሰባትን ኪነብዑ ምስ ረኣዮም ስምዒቱ ተረበሸ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 11:43, 44—የሱስ ሓገዝ ንዜድልዮም ንምሕጋዝ ስጕምቲ ወሰደ

  • ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (8 ደቒቕ)

    • ዮሃ 11:49—ንቀያፋ ሊቀ ኻህናት ኪኸውን ዝመዘዞ መን እዩ፧ ቀያፋ ኣብዚ ሓላፍነት እዚ ንኽንደይ ዚኣክል ግዜ እዩ ጸኒሑ፧ (nwtsty፡ ነጥቢ መጽናዕቲ)

    • ዮሃ 12:42—ገሊኦም ኣይሁድ ንየሱስ ከም ክርስቶስ ገይሮም ከይእመኑሉ ዝፈርሁ ስለምንታይ እዮም፧ (nwtsty፡ ነጥብታት መጽናዕቲ)

    • ናይዚ ሰሙን እዚ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ እንታይ ምሂሩካ፧

    • ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ እንታይ ካልእ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧

  • ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዮሃ 12:35-50

ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ

  • ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (2 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ነቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ተጠቐመሉ።

  • ቪድዮ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (5 ደቒቕ) ነታ ቪድዮ ወልዓያን ተመያየጡላን።

  • መደረ፦ (6 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) w13 15/9 32—ፍረ ነገር፦ የሱስ ንኣልኣዛር ካብ ሞት ቅድሚ ምትንሳኡ ዝነብዐ ስለምንታይ እዩ፧

ክርስትያናዊ ህይወት