ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ኣጻውት ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ●○○ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ሕቶ፦ መከራ ኻብ ኣምላኽ ዚወርድ መቕጻዕቲ ኸም ዘይኰነ ኸመይ ጌርና ንፈልጥ፧ ጥቕሲ፦ ያእ 1:13 ንዚቕጽል፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧ ○●○ ቀዳማይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ መከራ ዚወርደና ስለምንታይ እዩ፧ ጥቕሲ፦ 1ዮሃ 5:19 ንዚቕጽል፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧ ○○● ካልኣይ ተመላሊስካ ምብጻሕ ሕቶ፦ ኣምላኽ ብዛዕባ መከራና እንታይ ይስምዖ፧ ጥቕሲ፦ ኢሳ 63:9 ንዚቕጽል፦ ዚወርደና መከራ ምእንቲ ኼብቅዕ፡ ኣምላኽ እንታይ ኪገብር እዩ፧ ዝሓለፈ ዚቕጽል ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርባት ክርስትያናዊ ህይወትናን ኣገልግሎትናን–ደብተር ኣኼባ ኣብ ጥቅምቲ 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት ትግርኛ ኣብ ጥቅምቲ 2018 ዚቐርብ ንኣገልግሎት ወፍሪ ዚኸውን ዝርርባት https://assetsnffrgf-a.akamaihd.net/assets/ct/e781f8601f/images/syn_placeholder_sqr.png