26 ጥቅምቲ–1 ሕዳር
ዘጸኣት 37-38
መዝሙር 43ን ጸሎትን
መእተዊ ሓሳባት (1 ደቒቕ)
ኣብ ቃል ኣምላኽ ዚርከብ መዛግብቲ
“መሰውኢታት ማሕደርን ኣብ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ዝነበሮ ግደን”፦ (10 ደቒቕ)
ኵዕታ መንፈሳዊ ሃብቲ፦ (10 ደቒቕ)
ዘጸ 37:1, 10, 25—ዕንጨይቲ ሰራው፡ ማሕደር ንምስራሕ ጽቡቕ ዝነበረ ስለምንታይ እዩ፧ (it-1 36)
ዘጸ 38:8—ጥንቲ ዝነበረ መስትያታት ኣብዚ ግዜና ኻብ ዘሎ ዚፍለ ብኸመይ እዩ፧ (w15 1/4 15 ¶4)
ኣብዚ ሰሙን እዚ ኻብ ዘንበብካዮ ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ የሆዋ፡ ብዛዕባ ኣገልግሎት ወፍሪ፡ ወይ ብዛዕባ ኻልእ እንታይ መንፈሳዊ ሃብቲ ረኺብካ፧
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) ዘጸ 37:1-24 (th መጽናዕቲ 5)
ኣብ ኣገልግሎት ወፍሪ ትጋህ
ናይ ፈለማ ምብጻሕ፦ (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ልሙድ ንዝዀነ ተቓውሞ ድማ ስገሮ። (th መጽናዕቲ 3)
ተመላሊስካ ምብጻሕ፦ (4 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) በቲ ንመርኣዪ ዚኸውን ዝርርብ ጀምር። ድሕሪኡ፡ እቲ ብዓል ቤት ንዘበገሶ ርእሰ ነገር እትምልስ እዋናዊት መጽሔት ኣበርክት። (th መጽናዕቲ 12)
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ፦ (5 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) bhs 199 ¶8-9 (th መጽናዕቲ 7)
ክርስትያናዊ ህይወት
ነታ ጉባኤ ዜድሊ፦ (5 ደቒቕ)
“መንግስቲ ኣምላኽ ንምእዋጅ ኣብ ሕዳር ዚግበር ፍሉይ ወፈራ”፦ (10 ደቒቕ) ምይይጥ። ነታ ንሕዳር እተዳለወት ቪድዮ ናይ ፈለማ ምብጻሕ ወልዓያን ተመያየጠላን።
መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ጉባኤ፦ (30 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ) jy ምዕ. 87
መዛዘሚ ሓሳባት (3 ደቒቕ ወይ ትሕቲኡ)
መዝሙር 39ን ጸሎትን