ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መንፈሳዊ ዓለም

ሰማይ

ሰማይ እንታይ እዩ፧

ብመሰረት መጽሓፍ ቅዱስ፡ እዛ ቓል እዚኣ ሰለስተ መሰረታዊ ትርጉም ኣለዋ።

ናብ ሰማይ ዚኸዱ መን እዮም፧

ኵሎም ቅኑዓት ሰባት ናብ ሰማይ ከም ዚኸዱ ዚገልጽ ልሙድ ግናኸ ግጉይ ምርዳእ ኣሎ። መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ሓዳስ የሩሳሌም እንታይ እያ፧

እዛ ፍልይቲ ኸተማ እዚኣ ብኸመይ ትጸልወካ፧

መላእኽቲ

መላእኽቲ መን ወይ እንታይ እዮም፧

ብዝሖም ክንደይ እዩ፧ ብሕታዊ ስምን ባህርያትን ኣለዎምዶ፧

ሚካኤል እቲ ሊቀ መላእኽቲ መን እዩ፧

ብኻልእ ስም እውን ይፍለጥ እዩ፣ እቲ ስም እቲ ድማ ብብዙሓት ፍሉጥ እዩ።

ሰይጣንን ኣጋንንትን

ድያብሎስ ብሓቂ ዘሎ ኣካል ድዩ፧

ድያብሎስ ኣብ ውሽጢ ሰባት ዘሎ እኩይ ባህርይ ድዩ፡ ወይስ ናይ ሓቂ ኣካል፧

ኣምላኽ ንድያብሎስ ፈጢርዎ ድዩ፧

ሰይጣን ካበይ እዩ መጺኡ፧ የሱስ ብዛዕባ ድያብሎስ ኪገልጽ ከሎ፡ “ኣብ ሓቂ ኣይጸንዐን” ዝበለ ስለምንታይ ምዃኑ ፍለጥ።

ድያብሎስ እንታይ ይመስል፧

መጽሓፍ ቅዱስ ምስ ገበል ወይ ምስ ኣንበሳ ምምስሳሉ፡ ትርኢቱ ድዩ ዚገልጽ ነይሩ፧

ድያብሎስ ጠንቂ ዅሉ መከራ ድዩ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ብዛዕባ ጠንቂ መከራ ደቂ ሰብ ይገልጽ።

ነፊሊም እንታዎት እዮም ነይሮም፧

መጽሓፍ ቅዱስ፡ “ስሙያት ዝነበሩ ናይ ጥንቲ ጀጋኑ” ብምባል ይገልጾም። ብዛዕባኦም እንታይ ንፈልጥ፧