ሕማቕ ኣመላት
ንምልማዱ ቐሊል፡ ንምውጋዱ ግና ከቢድ እዩ! ኣብዚ ኽፋል እዚ፡ ብዛዕባ ሓያሎ ሕማቕ ኣመላትን ንዕኡ ኸመይ ጌርካ ብጽቡቕ ልማድ ከም እትትክኦን ኪግለጽ እዩ።
ልዝብ
ንሕሜት ብኸመይ ክዓግቶ እኽእል፧
ዕላል ናብ ሕሜት ኪቕየር ከሎ፡ ስጕምቲ ውሰድ!
ጸርፊ ብሓቂዶ ጌጋ እዩ፧
ከም ጸርፊ ዝኣመሰለ ልሙድ ነገራት እንታይ ጌጋ ኣለዎ፧
ወልፍታት
ሽጋራ ብምትካኽ ንዕምርኻ ኣይተሕጽሮ
ብዙሓት ሰባት ሽጋራ፡ ኤለክትሮኒካዊ ሽጋራ ወይ ሺሻ የትክኹ እዮም። ገሊኦም ነዚ ልምድታት ደው ኣቢሎምዎ እዮም፡ ገሊኦም ድማ ነዚ ደው ንምባል ይቃለሱ እዮም። ስለምንታይ፧ ሽጋራ ምትካኽ ብሓቂ ጐዳኢ ድዩ፧
ንፈተና ብኸመይ ክጻረሮ እኽእል፧
ዘይግቡእ ትምኒታት ንምቅላስ ዚሕግዝ ሰለስተ ኣገዳሲ ስጕምትታት ርአ።
ንፈተና ብኸመይ ከም እትቃወም
ንፈተና ኽትቃወሞ ምኽኣል፡ ምልክት ናይ ሓቂ ሰብኡትን ኣንስትን እዩ። ንፈተና ምእንቲ ኽትቃወሞን ንገዛእ ርእስኻ ኻብቲ ንፈተና ኢድካ ብምሃብ ዚመጽእ ጭንቀት ምእንቲ ኽትሰትራን፡ ሽዱሽተ ስጕምታት ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ።
ምሕድራ ግዜ
ብሓንሳእ ብዙሕ ንጥፈታት ክትዓምም ምፍታንሲ ጽቡቕ ድዩ፧
ኣትኵሮኻ ኸይተኸፋፈለ ብሓንሳእ እተፈላለየ ንጥፈታት ክትዓምም ትኽእል ዲኻ፧
መዛኑኻ ብዛዕባ ሎሚ ጽባሕ ምባል እንታይ ይብሉ፧
መንእሰያት ሎሚ ጽባሕ ምባል ብዛዕባ ዘለዎ ሳዕቤንን ንግዜኻ ብጥበብ ምጥቃም ብዛዕባ ዘለዎ ጥቕምን እንታይ ከም ዝበሉ ስማዕ።