ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ እዩ ዚምህር፧

ብዛዕባ ኣምላኽ እቲ ሓቂ እንታይ እዩ፧ (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ፡ ኣብ ምዕራፍ 1 እተመስረተ እዩ።

ኣምላኽ ብዛዕባ እቲ ዜጋጥመና ሕማቕ ነገራት እንታይ ከም ዚስምዖ ፍለጥ።