ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣምላኽ ዚቕበሎ ኣምልኾ (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 15 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ኵለን ሃይማኖታት ንኣምላኽ ዜሐጕሳ ድየን፧ ዜሐጕሳ እንተ ዘይኰይነን፡ ነታ ናይ ሓቂ ሃይማኖት ብኸመይ ከተለልያ ትኽእል፧