ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣብ ጐድኒ ናይ ሓቂ ኣምልኾ ቑም (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 16 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ኣብ ኣምልኾ ምስልታት ምጥቃም ኣምላኽ ይድግፎ ድዩ፧ ንበዓላት ልደትን ሃይማኖታዊ በዓላትንከ፧ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል መርምር።