ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ኣብ ፍቕሪ ኣምላኽ ጽናዕ (2ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 19 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ብዛዕባ ኣምላኽ እቲ ሓቂ ምስ ፈለጥካ፡ ንዕኡ ብዝያዳ ኽትቀርቦ እንታይ ኪሕግዘካ ይኽእል፧ ንኣምላኽ ዘላትካ ፍቕሪ ብኸመይ ክትዕቅብ ትኽእል፧