ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪ መጽናዕቲ)

ጥምቀትን ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ርክብን (1ይ ክፋል)

እዚ መሐበሪ መጽናዕቲ እዚ፡ ኣብ ምዕራፍ 18 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ እዩ።

ጥምቀት፡ ክርስትያናት ኬማልእዎ ዘለዎም ብቕዓት ዝዀነ ስለምንታይ እዩ፧ ንክርስትያናት ኪጥመቑ ዚድርኾም እንታይ ኪኸውን ይግባእ፧ መጽሓፍ ቅዱስ እንታይ ከም ዚብል ርአ።