ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ (መሐበሪታት መጽናዕቲ)

ጥምቀትን ምስ ኣምላኽ ዘሎካ ርክብን (2ይ ክፋል)

ኣብ ምዕራፍ 18 እታ መጽሓፍ ቅዱስ ብሓቂ እንታይ እዩ ዚምህር፧ ዘርእስታ መጽሓፍ እተመስረተ።

መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ እቲ ሓደ ክርስትያን ቅድሚ ምጥማቑ ኺወስዶ ዘለዎ ስጕምትታት እንታይ ከም ዚብል መርምር።