ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ስምዒታዊ ጥዕና

ብዙሓት መንእሰያት ግዳያት ጽምዋን ጭንቀትን ድኻምን ይዀኑ እዮም። ኣብ ስምዒታትካ ንዜጋጥመካ ጸገማት ብኸመይ ክትዋጽኣሉ ኸም እትኽእል ፍለጥ።

ኣሉታዊ ስምዒታት

ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧

ኣብ መንእሰያት ዚርአ ተቐያያሪ ስምዒታት ንቡር እኳ እንተ ዀነ፡ ንምርዳኡ ኣጸጋሚ እውን ኪኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ዜሐጕስ ግና፡ ንስምዒታትካ ኽትርድኦን ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእል ክትምሃርን ትኽእል ኢኻ።

ንኣሉታዊ ስምዒታትካ ተቘጻጸሮ

እዚ ወረቐት ዕዮ እዚ ንተቐያያሪ ስምዒታት ክትዋጽኣሉ ኽትሕግዘካ እያ ተዳልያ።

ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ብኸመይ ከወግድ እኽእል፧

ነዚ ዚስዕብ ሓሳባት ብምትግባር፡ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኸተማዕብል ትኽእል ኢኻ።

ንጭንቀት ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

እዚ ክትዋጽኣሉ ዜኽእለካ ሜላታት፡ ንኽትሓዊ ዚሕግዘካ ስጕምትታት ክትወስድ የኽእለካ።

ንጓሂኻ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ

ክትጕሂ ኸለኻ፡ ጽቡቕ ከም ዚስምዓካ ዚገብረካ እንታይ እዩ፧

ንዝንታ ናብ ሓጐስ ቀይሮ

ወትሩ ዝን ትብል እንተ ዄንካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ

ጽምዋ ኣብ ጥዕናኻ ዜውርዶ ጕድኣት፡ ኣብ መዓልቲ 15 ሽጋራ ምስ ምትካኽ ኪወዳደር ይኽእል እዩ። እሞኸ ንጽምዋ ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧

ንጭንቀተይ ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧

ንጭንቀት ኣብ ጥቕምኻ ኸተውዕሎ ዚሕግዘካ ሽዱሽተ ምኽሪ ኣንብብ።

ንቝጥዓኻ ብኸመይ ከም እትቈጻጸሮ

ንቝጥዓኻ ንኽትቈጻጸሮ ኺሕግዘካ ዚኽእል ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ሓሙሽተ ነጥቢ።

ብድሆታት

ንለውጢ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ

ለውጢ ኸተወግዶ ዘይከኣል እኳ እንተዀነ፡ ገሊኦም ብዕዉት መገዲ ንኺዋጽኡሉ እንታይ ኸም ዝገበሩ እስከ ርአ።

ክሳዕ ክንደይ እየ ሓቦኛ፧

ካብ ተጻብኦ ኸተምልጥ ስለ ዘይከኣል፡ ጸገማትካ ንኣሽቱ ይኹን ዓበይቲ ብዘየገድስ፡ ሓቦ ኸተማዕብል ኣገዳሲ እዩ።

ንዜሕዝን ኣጋጣሚ ብኸመይ ክዋጽኣሉ እኽእል፧

መንእሰያት ንሓዘኖም ንምጽዋር እንታይ ከም ዝሓገዞም ኣዘንትዮም ኣለዉ።

ወላዲ ምስ ዚመውት

ሞት ወላዲ ኣዝዩ ዜሕዝን እዩ። መንእሰያት ነቲ በዚ ምኽንያት እዚ ዜጋጥሞም ስምዒታት ሓዘን ኪጾርዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧

ንደንዳኒ ብዘይ ጕስጢ መክቶ

ሰባት ስለምንታይ ከም ዚድንድኑኻን ንድንደና ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉን ተምሃር።

ብኢንተርነት እድንደን እንተ ኣልየኸ፧

ርእስኻ ምእንቲ ኸተዕቍብ፡ ክትፈልጦ ዘሎካን ክትገብሮ እትኽእልን ነገራት።

ብኢንተርነት ንዚድንድነካ ሰብ ብኸመይ ስቕ ከም እተብሎ

እዚ ወረቐት ዕዮ እዚ ብዛዕባ ጥቕምን ጕድኣትን እተፈላለየ ኣማራጺታት ተጠንቂቕካ ኽትሓስብን ነቲ ዚድንድነካ ሰብ ስቕ ከተብሎ ዜኽእለካ መደባት ከተውጽእን ኪሕግዘካ እዩ።

ማሕበራዊ መራኸቢ ብኸመይ እዩ ዚጸልወኒ፧

ማሕበራዊ መራኸቢ ወልፊ የትሕዝ እዩ። ኣብዚ ተጠቒሱ ዘሎ ሓሳባት፡ ንኽትቈጻጸሮ ኺሕግዘካ እዩ።

ሓይለይ ምእንቲ ኸይጽንቀቕ እንታይ ክገብር እኽእል፧

ጠንቂ እዚ ጸገም እንታይ እዩ፧ ንዓኻኸ ኼጋጥመካ ይኽእል ድዩ፧ ዚኽእል እንተ ዀይኑ ምእንቲ ኸየጋጥመካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧

ብዛዕባ ጾታዊ መጥቃዕቲ እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧—2ይ ክፋል፦ ሕውየት

ካብቶም ሕጂ ዝተመሓየሹ ህስያ ኣጋጢምዎም ዚነበረ ሰባት ተመሃር።