ስእሊ ሰሌዳ ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት ኣጻውት ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት ስፖርት ኣብ ህይወትካ ቐዳማይ ቦታ ኺውሃቦዶ ይግባእ፧ እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ብዛዕባ ስፖርት እንታይ ክፈልጥ ኣሎኒ፧ እትጻወቶ ዓይነት ጸወታ፡ እትጻወተሉ መገዲ፡ ኣብ ጸወታ እተሕልፎ ግዜ መርምር። ንቕሑ! ሓደገኛ መዘናግዕስ ግቡእ ድዩ፧ ብዙሓት መንእሰያት ውዕዉዕ ስምዒት ምእንቲ ኺስምዖም ኢሎም፡ ኣብ ሓደገኛ ንጥፈታት ይሳተፉ እዮም። ንስኻኸ ኸምኡ ኽትገብር ትፍተንዶ፧ ንቕሑ! ንግዜኻ ብኸመይ ብጥበብ ከም እትጥቀመሉ ሓደ ኻብቲ ንግዜኻ ብጥበብ ንኽትጥቀመሉ ዜኽእለካ መገድታት ንህይወትካ ብኽልተ መዳያት ብምምርማር እዩ። እዚ ኽልተ መዳያት እዚ እንታይ እዩ፧ ግምቢ ዘብዐኛ ልዕሊ ዝዀነ ይኹን ነገር በይዝ ቦል እፈቱ ነይረ ሳሙኤል ሃሚልቶን ስፖርት ኣመና ይፈቱ ነበረ፣ መጽናዕቲ መጽሓፍ ቅዱስ ግና ንህይወቱ ቐየራ። ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት ስእሊ ሰሌዳ ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት ትግርኛ ብዛዕባ ስፖርት ክትፈልጦ ዘሎካ ነገራት https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502018215/univ/art/502018215_univ_sqr_xl.jpg