ኣዕሩኽ
ናይ ሓቂ ፈተውቲ ምርካብን ነቲ ዕርክነት ምዕቃብን ከቢድ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ከመይ ጌርካ ኢኻ ብሉጻት ኣዕሩኽ ክትረክብን ነቲ ዕርክነትካ ኽትዕቅቦን እትኽእል፧
ፈተውቲ ምርካብን ዕርክነት ምዕቃብን
ናይ ሓቂ ፈታዊ መን እዩ፧
ናይ ሓሶት ኣዕሩኽ ብቐሊሉ እዮም ዚርከቡ፡ ናይ ሓቂ ፈታዊ ግና ብኸመይ ክትረክብ ትኽእል፧
ናይ ሓቂ ኣዕሩኽ ብኸመይ ከም እተጥሪ
ትርጉም ዘለዎ ዕርክነት ኪህልወካ ዚሕግዘካ ኣርባዕተ ነገራት።
ስለምንታይ እየ ዓርኪ ዚብሃል ዘይብለይ፧
ጽምዋ ዚስምዓካ ወይ ዓርኪ ዚብሃል ዘይብልካ ንስኻ ጥራይ ኣይኰንካን። ገሊኦም ነዚ ስምዒት እዚ ብኸመይ ከም ዚሰግርዎ ርአ።
ንጽምዋ ብኸመይ ከም እትጻወሮ
ጽምዋ ኣብ ጥዕናኻ ዜውርዶ ጕድኣት፡ ኣብ መዓልቲ 15 ሽጋራ ምስ ምትካኽ ኪወዳደር ይኽእል እዩ። እሞኸ ንጽምዋ ብኸመይ ክትጻወሮ ትኽእል፧
ምስ እተፈላለዩ ዓይነት ሰባት ክተዓራረኽ ኣሎኒ ድዩ፧
ምስ ንእሽቶ ጕጅለ ኣዕሩኽ ጥራይ ምሕባር ምሹእ ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ወትሩ ጠቓሚ እዩ ማለት ግና ኣይኰነን። ስለምንታይ፧
ዝያዳ ኣዕሩኽ ምጥራይ
ከመይ ጌርካ ዕርክነትካ ኸተስፍሕ ከም እትኽእልን ስለምንታይ ከምኡ ኽትገብር ከም ዜድልየካን ተምሃር።
ምሕዝነትዶ ፍቕሪ—2ይ ክፋል፦ እንታይ መልእኽቲ እየ ዘመሓላልፍ ዘለኹ፧
ፈታዊኻ ብዓይኒ ፍቕሪ ኸም እትጥምቶ ገይሩ ይሓስብ ደዀን ይኸውን፧ ነዚ ምኽርታት እዚ እስከ መርምሮ።
ንርክብካ ደረት ግበረሉ
ኣንጻር ጾታ ንዝዀኑ ፈተውትኻ ቅኑዕ መልእኽቲ ኣመሓላልፈሎም።
ብድሆታት
ንጸቕጢ መዛኑ ብኸመይ ከም እትዋጽኣሉ
ጥዑያት ሰባት ብሰንኪ ጸቕጢ መዛኑ ሕማቕ ነገራት ኪገብሩ ይኽእሉ እዮም። ብዛዕባ ጸቕጢ መዛኑ እንታይ ኢኻ ኽትፈልጥ ዘሎካ፧ ብኸመይከ ኢኻ ኽትዋጽኣሉ እትኽእል፧
ንጸቕጢ መዛኑ ተዋጽኣሉ!
ብርእስኻ ውሳነ ኽትገብር ምእንቲ ኽትክእል፡ ነዘን ኣርባዕተ ስጕምትታት ኣስተብህለለን።
ምስ ገሊኦም ተመሳሲለ ኽነብር እንተ ዘይክኢለኸ፧
ምስቶም ዜተሓታትት መትከላት ዘለዎም ሰባት ተመሳሲልካ ምንባርዶ ይሓይሽ፡ ወይስ ገዛእ ርእስኻ ምዃን፧
ናይ ዝርርብ ክእለተይ ብኸመይ ከመሓይሽ እኽእል፧
ዝርርብ ክትጅምርን ክትቕጽሎን ኪሕግዘካ ዚኽእል ሰለስተ ምኽሪ።
ስለምንታይ እየ ዅሉ ሳዕ ጌጋ ዘረባ ዝዛረብ፧
እንታይ ምኽሪ እዩ ቕድሚ ምዝራብካ ኽትሓስብ ዚሕግዘካ፧
ጌጋታተይ ብኸመይ ክእርሞ እኽእል፧
እቲ ፍታሕ ከምቲ ንስኻ እትሓስቦ ኸቢድ ኣይኰነን።
ንሕሜት ብኸመይ ክዓግቶ እኽእል፧
ዕላል ናብ ሕሜት ኪቕየር ከሎ፡ ስጕምቲ ውሰድ!
ምኵሻም ጕድኣት ዘይብሉ ዋዛ ድዩ፧
ምዅሻም ብሓቂ እንታይ እዩ፧ ገሊኦም ሰባት ዚኳሸሙ ስለምንታይ እዮም፧ ዝዀነ ሓደጋ ኣለዎ ድዩ፧
ምሕዝነትዶ ወይስ ኰሸምሸም፧
ሓደ ሰብ ከም ምሕዝነታዊ ገይሩ ዚርእዮ መልእኽቲ፡ ካልእ ሰብ ግና ከም ኰሸምሸም ገይሩ ኺርእዮ ይኽእል እዩ። ግጉይ መልእኽቲ ኻብ ምስዳድ ክትቍጠብ እትኽእል ብኸመይ ኢኻ፧
ብሞባይል መልእኽቲ ኽትልእኽ ከለኻ፡ ብኸመይ ጽቡቕ ጠባይ ከም እተርኢ
ነቲ ብሞባይል እተላእከልካ መልእኽቲ ንምርኣይ ኢልካ ንዕላልካ ኸተቋርጾ ነውሪ ድዩ፧ ንዕላልካ ምእንቲ ኸይተቋርጾ ኢልካ ነቲ መልእኽቲ ሸለል ምባልከ ነውሪ ድዩ፧