ወረቓቕቲ ዕዮ ንኣሉታዊ ስምዒታትካ ተቘጻጸሮ ኣጻውት ኣብ ህይወትካ ንዜጋጥመካ ተቐያያሪ ስምዒታት ክትዋጽኣሉ ዚሕግዝ ወረቐት ዕዮ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ንስምዒታተይ ብኸመይ ክቈጻጸሮ እኽእል፧ ኣብ መንእሰያት ዚርአ ተቐያያሪ ስምዒታት ንቡር እኳ እንተ ዀነ፡ ንምርዳኡ ኣጸጋሚ እውን ኪኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ዜሐጕስ ግና፡ ንስምዒታትካ ኽትርድኦን ብኸመይ ክትቈጻጸሮ ኸም እትኽእል ክትምሃርን ትኽእል ኢኻ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ንጭንቀት ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧ እዚ ክትዋጽኣሉ ዜኽእለካ ሜላታት፡ ንኽትሓዊ ዚሕግዘካ ስጕምትታት ክትወስድ የኽእለካ። ስእሊ ሰሌዳ ንዝንታ ናብ ሓጐስ ቀይሮ ወትሩ ዝን ትብል እንተ ዄንካ እንታይ ክትገብር ትኽእል፧ መንእሰያት ዚሓትትዎ ኣሉታዊ ኣተሓሳስባ ብኸመይ ከወግድ እኽእል፧ ነዚ ዚስዕብ ሓሳባት ብምትግባር፡ ኣወንታዊ ኣተሓሳስባ ኸተማዕብል ትኽእል ኢኻ። መንእሰያት ዚሓትትዎ ንጭንቀተይ ክዋጽኣሉ ዝኽእል ብኸመይ እየ፧ ንጭንቀት ኣብ ጥቕምኻ ኸተውዕሎ ዚሕግዘካ ሽዱሽተ ምኽሪ ኣንብብ። ልኣኽ ልኣኽ ንኣሉታዊ ስምዒታትካ ተቘጻጸሮ ወረቐት ዕዮ ንኣሉታዊ ስምዒታትካ ተቘጻጸሮ ትግርኛ ንኣሉታዊ ስምዒታትካ ተቘጻጸሮ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502017171/univ/art/502017171_univ_sqr_xl.jpg