ወረቐት ዕዮ ውጥን ኣርኣያ ኣጻውት ጽቡቕ ኣርኣያ ኽትመርጽ ዚሕግዘካ ወረቐት ዕዮ። ኣራግፍ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ወረቐት ዕዮ ንመንእሰያት መንእሰያት እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ መንእሰያት ዚሓትትዎ ጽቡቕ ኣርኣያ ዚዀነኒ ሰብ ብኸመይ ክመርጽ እኽእል፧ ኣርኣያ ዚዀነካ ሰብ ካብ ጸገማት ክትርሕቕን ሸቶኻ ኽትወቅዕን ኣብ ህይወት ክትዕወትን ኪሕግዘካ ይኽእል እዩ። ግናኸ፡ ናይ መን ኣርኣያ ኢኻ ኽትስዕብ ዚግብኣካ፧ መንእሰያት ዚሓትትዎ ምስ እተፈላለዩ ዓይነት ሰባት ክተዓራረኽ ኣሎኒ ድዩ፧ ምስ ንእሽቶ ጕጅለ ኣዕሩኽ ጥራይ ምሕባር ምሹእ ኪኸውን ይኽእል እዩ፣ ወትሩ ጠቓሚ እዩ ማለት ግና ኣይኰነን። ስለምንታይ፧ መዛኑኻ እንታይ ይብሉ፧ ካብ ኵሉ ዝበለጸ ህይወት ዜዕግብ ህይወት ኪህልወካ ትደሊዶ፧ ካመሮን ኣብ ዘይተጸበየቶ ቦታ ዜሐጕስ ህይወት ብኸመይ ከም ዝረኸበት ከተዘንቱ ኸላ ስማዕ። ልኣኽ ልኣኽ ውጥን ኣርኣያ ወረቐት ዕዮ ውጥን ኣርኣያ ትግርኛ ውጥን ኣርኣያ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502017187/univ/art/502017187_univ_sqr_xl.jpg