ንስድራ ቤት | ሓዳር ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ኣጻውት ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ሕጉስ ሓዳር ኪህልወካ ንመጻምድትኻ ፍቕሪ ምርኣይ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት ሓዳር ሓዳርን ስድራ ቤትን እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ሓዳርን ስድራ ቤትን ብኸመይ ፍቕርኻ ኸም እተርኢ ሰብ ሓዳር ብሓቂ ኸም ዚተሓላለዩ ኸመይ ገይሮም ኬርእዩ ይኽእሉ፧ ኣብ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ኣርባዕተ ሓሳባት እስከ ርአ። መልሲ ሕቶታት መጽሓፍ ቅዱስ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ሕጉስ ስድራ ቤት ኪህልወኒ ይሕግዘኒ ድዩ፧ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ እተመስረተ ጥበብ ዝሓዘለ ምኽሪ፡ ንሚልዮናት ሰብኡትን ኣንስትን ኣብ ቤቶም ሓጐስ ኺረኽቡ ሓጊዝዎም እዩ። ሓዳርን ስድራ ቤትን ሓቢርኩም ጽቡቕ ግዜ ኣሕልፉ ሰብኣይን ሰበይትን ብሓባር ኣብ ዚዀኑሉ እውን ከይተረፈ፡ እሂን ምሂን ከይብሃሃሉ ይኽእሉ እዮም። ሰብ ሓዳር መብዛሕትኡ ግዜኦም ብሓባር ኬሕልፍዎ ዚኽእሉ ብኸመይ እዮም፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ሓዳርን ስድራ ቤትን ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ ትግርኛ ሕጉስ ሓዳር፦ ፍቕርኻ ኣርኢ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/500300115/univ/art/500300115_univ_sqr_xl.jpg ijwhf ዓንቀጽ 29