ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ልቢ ቘልዑ ዚትንኪ ተኸታታሊ ቪድዮታት

ልቢ ቘልዑ ዚትንኪ ተኸታታሊ ቪድዮታት

ናይ የሆዋ መሰኻኽር፡ ንቘልዑ ስርዓታት መጽሓፍ ቅዱስ ዚምህር ተኸታታሊ ቪድዮታት ኣዳልዮም ኣለዉ። እቲ ቪድዮታት ብኸመይ ከም ዚስራሕን ቈልዑ ብዛዕባኡ እንታይ ከም ዚብሉን ርአ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ቪድዮታት

ካብ ኣዕሩኽ የሆዋ ተምሃር

ካብቶም ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ተጠቒሶም ዘለዉ ኣዕሩኽ የሆዋ ዝዀኑ ሰባት ተምሃር።

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።