ሓዘን ተጻወር ሓዘን ተጻወር ሰብና ምስ ዚመውት፡ ብዙሕ ንሓዝን ኢና። የሆዋ ብኸመይ ከም ዚሕግዘና እስከ ንርአ። ኣራግፍ እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ዓርኪ የሆዋ ኹን ሓዘን ተጻወር ሰብና ምስ ዚሞተና፡ ንሓዘናን ኽንጻወሮ እንታይ ኪሕግዘና ይኽእል፧ ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ ንጥፈታት ንቘልዑ በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።