ናብ ትሕዝቶ ኺድ

ኣምላኽ እዩ ዜብቍል

ኣምላኽ እዩ ዜብቍል

ሓቂ ኣብ ልቢ ሰብ ብኸመይ ከም ዚበቍልሲ ትፈልጥዶ፧

ኣቱም ወለዲ፡ 1 ቈረንቶስ 3:6, 7 ምስ ደቅኹም ኣንቢብኩም ተመያየጡላ።

ነዚ ንጥፈት እዚ ኣራጊፍካ ሕተሞ።

ኣምላኽ እዩ ዜብቍል ዘርእስታ ቪድዮ ምስ ረኣኹም፡ ውሉድካ ነቲ ቝጽርታት ተጻሒፍዎ ዘሎ ስእሊ፡ ሕብሪ ኺለኪ ሓግዞ። ብሓባር ክትዓይዩ ኸለኹም፡ ነቲ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ሕቶታት ተመያየጡሉ።

እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ

ትምህርትታት መጽሓፍ ቅዱስ

ንጥፈታት ንቘልዑ

በዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ንጥፈታት ጌርካ፡ ንደቅኻ መንፈሳዊ ስርዓታት ምሃሮም።