ናብ ትሕዝቶ ኺድ

መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር

ኣርት ኬፐርስን ዜና ኬፐርስን፦ ብሓገዝ ኣምላኽ ንሓዳርና ዳግም ሃኒጽናዮ

ኣርት ኬፐርስን ዜና ኬፐርስን፦ ብሓገዝ ኣምላኽ ንሓዳርና ዳግም ሃኒጽናዮ

ተፋቲሖም ዝነበሩ ሰብኣይን ሰበይትን ካብ መጽሓፍ ቅዱስ መምርሒ ብምርካቦም፡ ነቲ ንሓዳሮም ዝበተኖ ጸገማት ኪሰግርዎ፡ ኣብቲ ዳግም ዝሰረትዎ ሓዳሮም ከኣ ሕጉሳት ኪዀኑ ኸኣሉ።