መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ብረተይ ኣውሪደ ኣጻውት ብረተይ ኣውሪደ ሲንዲ ሳላ እቲ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ዚርከብ ዜጸናንዕ መልእኽቲ፡ ባህርያታ ብኸመይ ናብ ጽቡቕ ከም እተለወጠ ርአ። እቲ ሜድያ ፕለየር ኪኽፈት ኣይከኣለን። ነዛ ቪድዮ እዚኣ ኣራግፋ እተተሓሓዘ ርእሰ ነገራት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ተመክሮታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር እዚ ዚስዕብ እውን ኣሎ ብተደጋጋሚ ዚሕተት ሕቶታት ናይ የሆዋ መሰኻኽር ስለምንታይ እዮም ዘይዋግኡ፧ ኣብ መላእ ዓለም ዘለዉ ናይ የሆዋ መሰኻኽር ኣይዋግኡን እዮም። ስለምንታይ ከም ዘይንዋጋእ ፍለጥ። ብዛዕባና መጽሓፍ ቅዱስ ከተጽንዕ ዘሎካ ስለምንታይ ኢኻ፧—ምሉእ ንውሓት መጽሓፍ ቅዱስ፡ ኣብ መላእ ዓለም ንዚነብሩ ብሚልዮናት ዚቝጸሩ ሰባት፡ ንኣገዳሲ ሕቶታት ህይወት መልሲ ኺረኽቡሉ ይሕግዞም ኣሎ። ንስኻኸ ሓደ ኻባታቶም ክትከውን ትደሊዶ፧ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ፍቕሪ ኣብ ልዕሊ ጽልኢ ኽትዕወት ትኽእል ድያ፧ ንጽልኢ ምውጋድ ከቢድ ኪኸውን ይኽእል እዩ። ሓደ ኣይሁዳውን ሓደ ፍልስጥኤማውን ብኸመይ ከምኡ ኺገብሩ ኸም ዝኸኣሉ ርአ። ግምቢ ዘብዐኛ ብዘይ ሽጉጠይ ኣይንቀሳቐስን እየ ነይረ ኣኑንሲያቶ ሉጋራ ዕዋላ እዩ ነይሩ፣ ናብ ኣዳራሽ መንግስቲ ኣምላኽ ምስ ከደ ግና፡ ህይወቱ ተቐዪሩ። ግምቢ ዘብዐኛ ኣምላኽ ንውግእ ብኸመይ ይርእዮ፧ ጥንቲ፡ ኣምላኽ ንእስራኤላውያን ኪዋግኡ ነገሮም። ጸኒሑ፡ የሱስ ንሰባት ጸላእቶም ኬፍቅሩ መሃሮም። እንታይ ለውጢ እዩ ኣጋጢሙ፧ ሕተም ልኣኽ ልኣኽ ብረተይ ኣውሪደ መጽሓፍ ቅዱስ፡ ህይወት ሰባት ይቕይር ብረተይ ኣውሪደ ትግርኛ ብረተይ ኣውሪደ https://cms-imgp.jw-cdn.org/img/p/502016525/univ/art/502016525_univ_sqr_xl.jpg ijwcl ዓንቀጽ 19